ከመይ ገርና Unikum ንጥከም
ኣብ Unikum ወብሳይት ስድራቤት ናይ ደቆም ምዕባለታት ናይ ትምህርቶም ክከታተልዎ ይኽእሉ።
ኩሎም ቆልዑ/ተማሃሮ ኣብ ዉሽጢ ምምሕዳር ሶደርሃመን (Söderhamns kommun) ዝርከቡ ናይ Unikum ኮንቶ/ኣባልነት ኣለዎም።
ናይ ደቅኹም ሓበረታ ንምርካብ ኣብ Unikum ወብሳይት ብዝቀለለ ምስ መለለይ ባንክ (Bank-id) ክትከፍቱዎ ትኽእሉ። ብኢንተርነት ወይ ጸዓንዎ ኣብሊኬሽን ።
እንተ ደኣ ተተቀምቲ ናይ መለለይ ባንክ (Bank-id) ተዘይ ኮይንኩም ነዓና ተወከሱና ካሊእ ዓይነት መኽፈቲ ክትረኽቡ።
ንኣጠቓቕማ ምስ መለለይ ባንክ (Bank-id)፣
• እተዉ ናብ www.unikum.net .
• ክሊክ ግበሩ ኣብ ”Logga in” ወይ ምረጹ ካሊ መእተዊ (Logga in)
• ምረጹ Söderhamns kommun
• ምረጹ Bank-Id
• ንምጥቃም ድሉው
ከፊትኩም ምስ ኣተኩም ብኽብረትኩም ምልኡዎ መራኸቢታት ኣድራሻታትኩም ወይ ኢ-ፖስት (E-post) ዘሎ ሓበረታታት ካብ Unikum ንክትረኽቡ።
ተወሳኺ ምኽሪ! ኣብዚ ትረኽቡ ንስኹም ጽቡቕ መእተዊ ፊሊም ብኸመይ ገርካ Unikum ትጥቀም። External link, opens in new window.